
ናይ መራኸቢ ሓበሬታ: <br>ዜጋታት ዩክሬን
+1-437-232-5981
ukraine@jiastoronto.org
ሩስያን ዩክሬንኛን ዝዛረቡ ሰባት ኣለዉ። ቅድሚ ምምጻእኩምን ድሕሪኡን ንሓበሬታ ምስ JIAS ተወከሱ
ንደገፍ ብሓባር ንተኣከብ

JIAS ኣብዛ ሃገር እንኮ ናይ ኣይሁድ ማሕበራዊ ግልጋሎት ትካል ኮይኑ ንስደተኛታትን ሓደስቲ መጻእትን ናይ መጥየሲ ግልጋሎት ንምሃብ ዝተወፈየ እዩ...
JIAS ክሕግዘኒ ይኽእል ድዩ?
ዜጋ ዩክሬን ወይ ዝምልከቶ ኣባል ስድራቤት እንተኾንኩም ምስ ናይ JIAS መቐበል ጋሻ ክፍሊ ብWhatsApp ወይ ብኢመይል ኣብ ukraine@jiastoronto.org ተወከሱ። ዩክሬንኛ፣ ሩስያን እንግሊዝኛን ዝዛረቡ ሰባት ኣለዉና። ዘድልየኩም ሓበሬታን ጸጋታትን ንምርካብ መዕለቢኹም ኢና። ንኽንሕግዘኩም ብሃንቀውታ ንጽበ።
ናብ ኦንታርዮ ክመጽእ እንከለኹ እንታይ መንግስታዊ ደገፍ ክረክብ ይኽእል?
ናይ ህጹጽ እዋን ደገፍ ኣታዊ...
ናይ ህጹጽ እዋን ናይ ኣታዊ ደገፍ ኣሎ ድዩ?
ኣብ ኦንታርዮ ዝርከቡ ዩክሬናውያን ትሕቲ ካናዳ-ዩክሬን ፍቓድ ህጹጽ ጕዕዞ (CUAET) ንናይ ህጹጽ እዋን ሓገዝ ከምልክቱ መሰል ኣለዎም...
ኣብ ኦንታርዮ፡ ካናዳ ከመይ ገይረ ስራሕን ቀጻሊ ትምህርትን ክረክብ ይኽእል?
መንግስቲ ኦንታርዮ ነቶም ብሓድሽ ናይ ህጹጽ ጕዕዞ ፍቓድ ዝመጹ ዩክሬናውያን ስድራቤታት ዝተፈላለየ ሓገዛት የቕርብ ኣሎ...
ኣብ ኦንታርዮ ክንክን ጥዕና ክረክብ ይኽእል ድዩ?
ኣብ ኦንታርዮ ዝርከቡ ዩክሬናውያን ብመሰረት ፍቓድ ህጹጽ ጕዕዞ ካናዳ-ዩክሬን (CUAET) ኣብ ትሕቲ ትልሚ ውሕስነት ጥዕና ኦንታርዮ (OHIP) መሸፈኒ ክረኽቡ መሰል ኣለዎም...
ኣብ ኦንታርዮ ፍቓድ መዘወር መኪና (driver's license) ክረክብ ይኽእል ድዩ?
ኦንታርዮ ንዕቝባ ዝረኸቡ ሰባትን ስደተኛታትን ብኣግኡ ፍቓድ መዘወር መኪና ንኽረኽቡ ናይ ወጻኢ ሃገር ናይ ምዝዋር ተመክሮኦም ግምት ክትህበሉ እያ...
ኣብ ዩክሬን መስርሕ መመልከቲኡ ዝቕጽል ዘሎ ዘመድ ኣለኒ። ክገብሮ ዝኽእል ነገር ኣሎ ድዩ?
ንሓድሽ ሓበሬታ ምስ ኢሚግሬሽን፣ ስደተኛታትን ዜግነትን ካናዳ (IRCC) ተወከሱ...
ዜጋ ካናዳ ወይ ቀዋሚ ነባሪ እንተኾይነ ናብ ካናዳ ክምለስ እንታይ ክገብር ኣለኒ?
ናይ ቆንስላ ሓገዝ እንተደሊኹም...
ብኵነታት ዩክሬን ዝጕህን ዝሻቐልን ዩክሬናዊ-ካናዳዊ እየ። ካበይ ደገፍ ክረክብ ይኽእል?
ምስቲ ናይ መጥየሲ ሰራሕተኛኹም ካብ ምዝርራብ ብተወሳኺ...
መንግስታዊ መላግቦታት (Government Links)
ዝተፈላለዩ መንግስታዊ መላግቦታት...