Support Group program for Eritrean Clients
ኣብ ናይ ጂያስ (JIAS) መደብ ንኤርትራውያን ዓማዊልና እነዳልዎ ናይ ደገፍ ጉጅለ ብዛዕባ ኣእምሮ፡ ኣካልን መንፈስን ጽቡቕ ስምዒት ምህላውን እነዳልዎ ዘለና መደብ ንክትሳተፉ ንዕድመኩም ኣሎና። ጥዕና ኣእምሮ ልክዕ ከም ኣካላዊ ጥዕና ስለ ዝኮነ፣ ዕላማ ናይዚ መደብ ድማ ብዛዕባ ስንባደን ፈውሲታቱን ክንክን ስነ ኣእምራዊ ጥዕናን፣ መጻኢ ንነብስኻን ንእትፈትዎም ሰባትን ዝሓሸ ስምዒት ክስምዓካ። ብተወሳኺ ምስ ብጾትካ ኣባላት ማሕበረሰብ […]