ምስፖንሰር ስደተኛ

JIAS ካብ ሶርያ፣ ዒራቕ፣ ኣፍጋኒስታን፣ ኤርትራ፣ ካልኦትን ዝበዝሑ ካብ 1000 ዝኾኑ ስደተኛታት ሰፊሮምሉ ኣሎ

Group of women and a girl at an airport holding a Welcome to Canada sign with Canadian flags

JIAS Toronto ኣብ ካናዳ ምስ ፌዴራላዊ መንግስቲ ዝሰርሕ ሓደ ጥራሕ ዝኾነ ናይ ኣይሁዳዊ ስፖንሰርሺፕ ስምምዕ ሓዝ እዩ።

ኣዚ JIAS ብ ናይ ውልቀ ምስፖንሰር ስደተኛታት ፕሮግራም ስደተኛታት ናብ ካናዳ ክስፖንሰር ዕድሊ ይህቦ።

ስደተኛ እቃቐቦ

Large group of adults and children posing together in an airport arrivals hall

JIAS ካብ ሶርያ፣ ዒራቕ፣ ኣፍጋኒስታን፣ ሩዋንዳ፣ ኤርትራ፣ ቪየትናምን ዝኾኑ ስደተኛታት ሰፊሮምሉ ኣሎ። ምስ ናይ ፍቓደኛ ጉጅለታት፣ ናይ ቆስቲቱወንት ጉጅለ ዝብሃሉ፣ ኣብ ምሉእ GTA ዘለዉ ስደተኛታትን ስድራቤቶምን ኣብ ቀዳማይ ዓመቶም ኣብ ካናዳ ቁጠባዊ ወይ ናይ ሰፈራ ደገፍ ዝህቡ ይሰርሕ።

ናይ ቆስቲቱወንት ጉጅለታት ብ ኣቤተ ክህነታት፣ ናይ ሕብረተሰብን ማሕበራዊ ጉጅለታትን ወይ ስድራቤታት ክፍጠሩ ይኽእሉ። ናይ JIAS ሰራሕተኛታት ምስ ናይ ቆስቲቱወንት ጉጅለታት ብቐረባ ይሰርሑ ስደተኛታት ምስ ምምጻኦም ደሓን ኮይኖምን ደሓን ተቐቢሎምን ኣብ ካናዳ ናይ ሰፈራ ሂወቶም ዘደጉዑ ናይ ሓጋዚ ምንጪ ተወሃህዱሎም ከምዝኸውን ይሕዙ። ዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ስደተኛ ምስፖንሰር ወይ ናይ ቆስቲቱወንት ጉጅለ ምፍጣር ርኸቡና።

ካዚ ብዝተወሳከ ንኽትገብሩ ንተፎኽሰኩም:

ከም ናይ ስፖንሰርሺፕ ስምምዕ ሓዝ፣ JIAS ቅድም ኢሉ ሓጊዙ ምስ ልምዳዊ ትካል ክሰርሕ ዝደለየ Holy Blossom ዝበለጸ መቓልስቲ ኮይኑ ኣሎ። ብሓቂ ፍጹም ምሕዝነት ኮይኑ ኣሎ - JIAS ዝወሃቡ ዕቱብ ሞያዊ ሓጋዚ ምምሕዳርን ምምሪሕን ዝህቡ ዕቱዋት ሞያውያን ኣለዎ፣ ናይ Holy Blossom ሕብረተሰብ ድማ ዓቢ ጓሶት ኮይኑ ኣሎ… JIAS ኣይነ ዓይነት ኮሚቴታት ክንፈጥር ከምዘለና ከምኡ'ውን ኣበይ ጸቕጥና ከምዘለና ዋጋ ዘለዎ ምምሪሒ ሂቡ። ምስ ሻዱሻይ ወይ ሻቡዓይ ስድራቤቶ ምቕባልና ምስ... ናብ ቀዳማይ ናይ JIAS ሓበሬታይ ምምላስ ዝኩሉ ዓቀናት ተሸፊኖምዮ ምርግጋጽ ደልየ። ንኩሎም ስድራቤቶ Holy Blossom ምስ JIAS ኣሸጋሪ ዘይኮነ ሓቢሮም ሰሪሖም ኣለዉ።”